問題一覧
1
ናይ ባዕልኻ BMI ኣስልሕ
ክብደትካ ንቁመትካ ኣርቢሕኻ ምክፋል
2
itf ኣብ ኢ/ያ ማዓዝ ተጀሚሩ?
1960-1970
3
itf ማስተር ንምግባር ናይ ክንደይ ዓመት ልምምድን ክንደይ ዓመት ዕድመን የድሊ?
24; 41
4
ኣፈላላይ ሎው ስታንስን ዎኪንግ ስታንስን ግለፅ ዓቐን ፅሓፍ
ሓደ ጫማ ኣብ ሎው ስታንስ ይውስኽ 25 ድግሪ ይወፅእ 50/50 1&1/2 ማእገር
5
መሰረታዊ Itf ቴኳንዶ ቴክኒካት ዘርዝር
ምክልኻል፣ ኪክ፣ምውጋእ፣ምግጫው
6
ኣፈላላይ ፊክስድ ስታንስን ኤል ስታንስን ግለፅ? ዓቐኖም ፅሓፍ
ኣብ ፊክስድ ስታንስ ክብደት 50;50 እዩ ኣብ ኤል ስታንስ 70/30 ዓቐን 15 ድግሪ ናይ ቅድሚት እግሪ 1&1/2 ማእገር
7
ናይ ኢድ ቴክኒክ መምርሒታት ዘርዝር
፡?
8
ዋና እንቅስቃሴታት ጅንጉንን ሃራንግን ክንደይ እዮም ?
16;14
9
ሃራንግ እንታይ ማለት እዩ?
ስያሜኡ ኣብ 7ይ ክፍለ ዘመን ናይ ሲላ ስርወ ንግስና ብዝተፈጥረ ወጣት ማሕበር ስብስብ እዩ፡፡
10
እንተውሓደ ለቨል ኣተነፋፍሳና ክንደይ ክኸውን ኣለዎ?
2.22ሜ/ሴ
11
ዩ ሼፕን ዳብልዩ ሼፕን ብኮሬኛ ፅሓፍ
ዲጉቻ ማኪ፣ ሳን ማኪ
12
ድሕሪ ከቢድ ስፖርታዊ ስራሕ ኣብ ሰውነትና ክፍጠር ዝኽእል ናይ ላክቲክ ኣሲድ ክምችት እንታይ ይባሃል? መፍትሒኡ ኸ?
ስትራፓ ፣ ሰውነት መዝሓሊ እንቅስቃሴ ምስራሕ
13
መሰረታዊ መምሪሒታት ኣቃቜም ዘርዝር
ሑቐ ቀጥ ምባል ብዘይ ኤክሴፕሽን
14
ኣፈላላይ ዲያጎናል ስታንስን ስቲንግ ስታንስን ግለፅ፡፡ ዓቐኖም ፅሓፍ
ዲያጎናል ካብ ላይን ሓደ ጫማ ንቕድሚት ይኣቱ 50/50…1&1/2…0
15
ክሮችድ ስታንስ ኮሬኛ ቃሉ ፅሓፍ
ኦጉርዮሶጊ
16
ዓቐን ዳውትባል ሶጊ ፅሓፍ
25ድ/15ቅ ድግሪ 90/10 ክብደት 1ማእገር
17
50ኪሎ ክብደት ዘለዎ 450ዋት ጉልበት ንምዕራፍ ክንደይ ዝኣክል ፍጥነት የድልዮ
power=1/2*mv*v
18
ሜላታት ዓርሰ ምክልኻል ፅሓፍ
ምሓዝ ኣብ መጋጥም ፈሊኻ ምጥምዛዝ ምውዳቕ ምድፋእ ስስ ክፍሊ ሰውነት ፈሊኻ ምቑላፍ
19
ዋና ነጥብታት ጉልበት
ሪኣክሽን ፎርስ ኮንሰንትሬሽን ስፒድ ኢኩልብሬም ቢርዝ ኮንትሮል ክብደት
20
ቴኳንዶ ዩፕቻጊ ካብ ካሊእ ፍሉይ ዝገብርዎ 3 ነጥብታት ጥቐስ
ፍጥነት ተወርዋራይ ሓይሊ ሓይሊ ብሰፊሑ የውሕዝ
21
ኣብ ዓርሰ ምክልኻ ቀዳማይ ደረጃ ተጠቃዒ ዝባሃሉ ዘርዝር
ኣፍንጫ ዓይኒ ጎሮሮ በራዒቶ ዝባን እግሪ ፍረ ነብሲ ቅልፅም እግሪ ኣፍ ልቢ
22
ካልኣይ ደረጃ ተጠቃዓይ ክፍሊ ሰውነት ዘርዝር
ቪታል ስፖት
23
ኣብነት ፋስት ሞሽን ፅሓፍ
15;16 & 19;20
24
ሳቦማሶጊ እንታይ ማለት እዩ?
ሰለስተ ንቕድሚት ብምጥቃዕ ሰለስተ ንድሕሪት ብምክልኻል ይትግበር
25
ጥቕሚ ፓተርን ጥቐስ
ደጋዊ ጭዋዳ ንምስሕሓብ ሰውነት ብጥንካረ ንምንቅስቓስ ናይ ሰውነት ስሩዕ ቁመና ንምስኽኻል ውሽጣዊ ዝተስተኻኸለ ስርዓተ ምትንፋስ ዝተስተኻኸለ ስርዓተ ዝውውር ደም ክህሉ ኣእምሮ የስፍሕ ንቑሕን ንጡፍን ኣእምሮ ትውንን
26
ትርጉም ቆፃል ቀበቶ እንታይ እዩ?
ናይ እፅዋት ምልምላምኣብነት ብምግባር ናይዚ ደረጃ ሰልጣኒ ዓቕሚ ፅቡቕ ጅማሮ የርኢ
27
ትርጉም ሰመያዊ ቀበቶ ፅሓፍ
ፍረ ትሕዝቶ ሰልጣኒ የርኢ
28
ወዲ ጀነራል ቾይሆንግ ሂ መን ይባሃል? ደረጅኡ ኸ?
choi jung hwa .grand master
29
5ቲኦም ናይ ቴኳንዶ መርሆታት ፍ
ጭዋነት ተኣማንነት ፅንዓት ዓርሰ ምቁፅፃር ዘይብገር መንፈስ
30
ኣብነት ስለው ሞሽን ፅሓፍ
27;29 & 30 ጅንጉን